כהה

ERIZARA - Part 5 - ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት ርግኣት ተኽለ || Artist Regat Tekle Interviewed By Erena Afewerki 

הירשם כמנוי
צפיות 228 אלפי
98% 11 000 203

We "EriZara" Produce Interview Famous People |Eritrea Series Movies | ,Documentary, LOVE STORY, Short/Long Story, Comedies.

Set this channel as Not Made for Kids. I never upload content that's Made for Kids.

Copyright © EriZara Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

© All rights reserved.

- - - - - Connect with us - - - - -
Y O U T U B E: www.youtube.com/c/EriZaraTech
Website: erizara.com
F A C E B O O K P A G E : Erizaratech27/
I N S T A G R A M: erizara1
T W I T T E R: goo.gl/9ETqLH


פורסם בתאריך

 

3 יול 2021

שתף:

:

הורד:

מתבצעת העלאה.....

הוסף אל:

רשימת ההשמעה שלי
הוספה לצפייה במועד מאוחר יותר
תגובות 1 630   
EriZara Entertainment
EriZara Entertainment חודש לפני
ሰላም ዛራውያን፡ ናይ መወዳእታ ክፋል ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት ርግኣት ተኽለ። ዝኮነ ዘይተመለሰ ሕቶ ምስ ዝሕልወኩም፡ ኣብ ቦታ ናይ ርእይቶ ክትጽሕፍሉና ብትሕትና ንሓትት። ስለቲ ዘይሕለል ምትብባዕኩም ልባዊ ምስጋና እብጽሓኩም። share, Subscribe ኣይንረስዕ፡ ቡሩኽ ቀዳመ-ሰንበት ይግበረልኩም። Nesib part 1 ilclass.info/milk/lnWppLumeX-Al9U/wyd-w
Hiwan Welegebriel
Hiwan Welegebriel 20 ימים לפני
@Nima Kader ሓቂ ዝሓዘ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ ፈጣሪ ዩ ዝረክቦ
ሳትረብ
ሳትረብ 23 ימים לפני
@ጓል ወያናይ ሻለቃ መኮነን ቖፎቓፍ ዓጋመ እነታዴኺ ኮንኪ ዓጋመ ውጹስከ ካብዚ እዚ ናይ ደቂ ኤሩ እዩ ኣብዘይቦታኹም ጦብሎቕሎቖ ኣይትበሉ ንሕና ኣብናትኩም ኣይመጻናን ለመንቲ።
ጓል ወያናይ ሻለቃ መኮነን
@ሳትረብ ሓሳዎ ሓሳዳት ፍእእእእ
ጓል ወያናይ ሻለቃ መኮነን
ክብርቲ ወላዲት ምስ ክቡር ወዲኺ ዓይኒ ንዓይኒ የራክብኩም ኤእ ኢስ ኩርኩሩን ውድእእእእ የብልኩም
Keab Teshome
Keab Teshome 27 ימים לפני
Ade kulu Regat
Marta185 Marta185
Marta185 Marta185 18 שעות לפני
Bhaqi Rgatey GRHNET hasayi eyu hade hade habeshana mezmezti alewuna
tiebe kidane
tiebe kidane 6 ימים לפני
nay bhaki frye buruk
Fishey Hawey
Fishey Hawey 7 ימים לפני
You are AMAZING Rigatina..... May God's light be upon you!!!
hiwet tekle
hiwet tekle 9 ימים לפני
ርግአተይ ምሳኪ ኢና ክንነብዕ ጸኒሕና በቲ ሐደ ወዲኪ እንቆዕ ሐጎሰኪ
hiwet tekle
hiwet tekle 9 ימים לפני
ርግአተይ ጸገም ሐላፋይ ኢዩ እዚ እንቆዕ አርአየኪ እንቆዕ ሐጎሰኪ
eden abiye abiye
eden abiye abiye 11 ימים לפני
Mekseb nay alem eki rigatey
eden abiye abiye
eden abiye abiye 11 ימים לפני
Rigatey maraeye zefkrekiy shih amet nberiyu edime tienan yahabiki bezi kaa agatami keka nkulen adetat beraya eki emo selam haliwilna
Yodit Tsegay
Yodit Tsegay 13 ימים לפני
😢🥲🥲
Tcagay Berhe
Tcagay Berhe 16 ימים לפני
ዝገርም መግለጺ ኣደታትና ንበራልና ክበራልና ከይንዝኽትም
Grace B
Grace B 17 ימים לפני
Naybahki gegena eya gen baking abekatna
Merry Omun
Merry Omun 17 ימים לפני
Hun er veldig hyggelig dame Jeg liker deg hvis jeg hører henne jeg er veldig glad
Shewit Tesfazghi Fisseha
Shewit Tesfazghi Fisseha 17 ימים לפני
Asey tsbuqat des tbla edmen tienan yhabkn 🙏🙏🙏♥️♥️♥️😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Delina Berhane
Delina Berhane 18 ימים לפני
Aseyyyy nay bahaqi Eru haftey ezia interview bemrayey betaemi eye tehaguse. Mama Regat dema ajoki. Eruye kea nekulom neski interview tetgbrelo betaemi eye zeftweki ajokum ajoki 😊. ❤️
Awet Gebre
Awet Gebre 18 ימים לפני
ማማ ርግኣት ዕድመን ጥዕናን ምትእክኻብን ይምነየልክን👑❤️ . ናይ ብሓቂ ከብድኻ ዝትንክፍን 🥲 ሓቀኛን ሂወት ኣብ ኩሉ ኤርትራዊት ኣደ ዘሎ እዩ .ፈጣሪ መፈጸምቱኡን ምስ ስድራቤታትና ንትኣካከበሉ ግዜ ይመልሴልና ኣሜንንን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ።
Alga Yohannes
Alga Yohannes 18 ימים לפני
ርግኣት ተክለ ብጣዕሚ እየ ዘክብረኪ :ወድኪ ግን ሃገሩ ከዲዑ ምስ ዓጋሚኖ ወይ ካብ ዓጋሚኖ ወሊዱ ሃገር ኮቋሽሽ ዝውዕል ዘሎስ ጻዕዳ ሉቡ እዚ ድኣ ጸሊም ልቢ እንበር ጻዕዳ ልቢ ከምዘይብሉ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ይፈልጥ እዩ ግን እንታይ ክትገብሪ ኣደ ድኣ ሓበላ ዓይኒ ከማን ክትሓብእ ኣይትጸልእን እዩ ነገሩ: :
Hermon Seyoum
Hermon Seyoum 19 ימים לפני
Can't stop crying and at the same time I am proud of you. You are strong, loving caring truly magical role model Eritrean mother.I wish long and healthy life.
tiebe kidane
tiebe kidane 19 ימים לפני
Ade ezi belih lebam Friye mukanki thabeni haden burukn hibki luul Ezgabher
tiebe kidane
tiebe kidane 19 ימים לפני
Frye lebam
Ermile
Ermile 19 ימים לפני
እዛ ቃለመሕተት ዘየንበዓቶ ሰብ ይህሉ’ዶ ይኸውን? ኣነ’ሞ ተፈቅፊቀ እየ ብንብዓት ተሓጺበ ፤ ንእሽተይ ክሕንጽጽ ተደሪኸ። 🙏( ኣብ ዓለም ብዘይ ቀለዓለም ፤ ኣብ ቦታ ምስልኺ ደፊኣ ዘውድኺ ፤ ተረሳርስ ኣደ ኣይረኣኹን ከማኺ ፣ ምስልኺ ኣብ ሕልመይ ፤ ለውሃትኪ ኣብ መኣዲ ሂወተይ ፤ ከመሳቅል ይውዕል ገይሸ ካብ ዓለመይ ፤ ኣጻልትለይ ጸሎትኪ’ዩ ስንቀይ ፤ መብራህቲ መገደይ ፤ ሓንቲ ኣብ’ዛ ዓለም ክብርቲ ወላዲተይ🙏) እዛ ብዓቅመይ ዝሓንጠጥክዋ ንክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ኣደና ርግኣት ተኽለ። ብዙሕ ተማሂርና ካባኺ ማማ ርግኣት የቀንየልና ዝያዳ ክኣ ንሓያል ስነ-ጥበበኛ ፍረሰላም ዝወለድክልና ማህጸንኪ ይባረኽ የቀንየልና ደጊመ love ❤️ from me!!!!🙏
Arsema Tesfaldet
Arsema Tesfaldet 19 ימים לפני
Eway welad hesum ba kem gele zekoni gezi
Yodit Mehari
Yodit Mehari 20 ימים לפני
ከመይ ውሽጠይ ተተንኪፈ፡ ወላዲ ገጽ ውላዱ እናረኣየ ኣብታ ክብርቲ ሃገሩ ክነብር ካብ ዘይክኣለ ብሰንኪ እቲ ዘሎ ሕማቅ ኣማሓድራ ናቲ ስርዓት። ደቂ እታ ምድሪ ኮይኑ ናብርኦ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ጭንግርሕ። እንተዘይ ሞይትካ ብሂወት ምርካብ ዘተርፍ ኢዩ እሞ ኣጆኩም ወለዲ።
feta  feta
feta feta 20 ימים לפני
💔🙏🌺💌🙏💌💔🙏😓
Negusse Ghirmatsion
Negusse Ghirmatsion 20 ימים לפני
Hadas Eritra kkkkkk kkkkk ኣየ ተዋስኦ አንታይ የአቲይዋ ሱቕ ዘይትብል ክንድዚ ዓጀውጀው: ኣብ ዘየለ ንውላዳ ፈጺማ አንታይ ምኻኣኑ ዘይትፈልጥ ወላዲት’ሲ ከምዚ ኢኻ ከምዚ ኢኻ ኢላ ከተጸብቕ ትፍትን፧ ገሪሙና አኮ አቲ ተዋስኦ ምስራሕ’ሲ ካን ዋላ ነቲ ሓቂ ንምሽፋን’ውን አዮም ዝጥቀምሉ: ወይ ጉድ ክክክክክ ወድኺ ድኣ ንኪሮስ ኣለማዮ አቲ ናይ ደርጊ ደራፋይ ትግርኛ ዝነበረ “ብጉጉይ ዕላማ በረኻ ዘለኹም ትጽዋዓኩም ኣላ ኢትዮጵያ ዓድኹም “ ዝብል ዝነበረ ከም ሓደ ኣርካን ደራፋይ ትግሪኛ ሞደል ናተይ አዩ ዝብል ውላድ’ዩ ኮ ዘለኪ: ሰብ ጸውዕ አንተበልዎ’ሲ ብዓል በለስ:: ያኢ ካልኦት ደርፍትን ኮስኩሶም ዘዕበይዎን ኣርካናት ተጋደልትን ረሲዑ ይገርም:: ብነጻ ክምዘይተማህረን ብነጻ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ከምዘይበጽሐ ሳላ ህዝባዊ ግንባር: ሕጂ ብነጻ ምስራሕ ብዘይረብሓ ንኻልኦት ፍልጠትካ ምክፋል’ሲ ያኢ ከም ገበን ቆጺሩ ክሓትት: ጥፉአ አቲ ምዕንጅሉ ምኻኑ አንጀራ ስደትን አንጀራ ልማኖን ናብራ ስደት ንውልድ ወልድኡ ከም ጸጋዩ ተቐቢልዎ ዘሎ: ከም ዝብኢ ብቕድሚኡ ዘሎ ስጋ አምበር ብድሕሪኡ ዘሎ ዱላ ዘይርኢ አዚ ድማ ስደት ክትኣትዎ አምበር ክትወጾ ዘይትኽ አል መጥፊኢ ወሎዶታት ምኻኑ ረሲዑ ትግራይ ትዕወት ዝብል ሺለት: ብደም ጀጋኑ ዝመጸት ሃገር ምስ ተጋሩ ዝጣላዓላ : ንባንዴራ ጀጋኑ ሰማ አታት ኤርትራ ናይ አሰያስ አያ ዝብል በጃ አሰያስ ጋሕ ይበል፥ ክብሪ ዓበይትን ሃገርን ዘይፈልጥ፥ ምንም ፍልጠት ዘይብሉ ዝሃብዎ ጽሑፍ ትሕዝትኡ ከይተረድኦ ብዕምቆት: ሸምዲዱ ለለ ናይ ዝበለ ንነብሱ ከም ስነ ጥበበኛ ዝፈልጣ ምኻኑ ወድኺ ምፍላጥ የድልየኪ: ጻዕዳ’ዶ ቀጠልያ’ዶ: መን ምኻንካ ክነግረካ ምስ መን ከም ትኸይድ ነገረኒ’ዩ ኮ ዝብሉ ለባማት: ዝለዚ መካይድቲ ወድኺ ናጽነት ኤርትራ ዘይኣምኑ ብህላወ ኤርትራውነት: ዘይኣምኑ ክብርታትን ባህልን ህዝባዊ ግንባር ዘይኣምኑ ገድሊ ኤርትራ ናይ ሸፋቱ’ዩ ዝብሉ ጸረ ኤርትራን ኤርትራውነትን: ደመኛታት ጸካአቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ተጋሩ ምኻኖም: አቶም ገሊኦም’ውን ደቂ ነጨለባሽን ኣብዮት ጥበቃን ምኻኖም ትፈልጢ’ዶ? በሊ ካብ ሕጂ ፍለጢ ክክክክክክ “ግርህነትካ ቁሩብ ተሰክፈኒ” ኣይ ግርህነት ወይ ጉድ ከም ውላድኪ ገርሂ አንተተባሂሉ ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ገርሂ ሰብ የለን ማለት’ዩ: ብዝኾነ ምሕረት የውርደሉ : ውርደተኛ ምኻኑ ኤርትራዊያን ጥራይ ዘይኮና ተጋሩ’ውን ፈሊጠሞ ለኽባጥ መትከል ዘይብሉ ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰቢር ኣብ ዝዋዓሎ ዘይሓዲር ሃርጋፍ ምኻኑ ሎሚ ኩሉ ፈሊጥዎ አዩ ። ንኽብሪ ናትኪ ተባሂሉ ህዝቢ ኤርትራ ኡፍ ኡፍ ይብሎ ኔሩ: ንሱ ግን ምስ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ ወጊኑ አዚ ድማ ደንቆሮ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብግቡአ ዘይፈልጥ ምኻኑ አዩ ዘርአየካ። ኣሺንኳይ ‘ዶ አዚ ምንም ዘይፈልጥ ባኮ ርአሱ ክንደይ ኣለና ዝብሉ ብመሪሕነት ደረጃ ማአከላይ ቤትጽፈት ሓለፍቲ ዝነበሩ ባዓል ተኽላይ ዓደን ተኪኤ ቀሺ ኣብ ጽንቁር ኩነታት ንህዝቢ ኤርትራ ኪሒዶም ምስ ጸላኢ ወጊኖ አዮም ኣማሲኡ መጨርሽትኦም ካኣ ሪኢናዮ ዝለዚ ናይዚ መዘርባዕ ጠራዕ ራዕ ኣብዝበጽሖ ከምዘብሉ ነብሱ ካብ ምሕሳም ሓሊፉ ኢና ንፈልጥ::
YGT Tv
YGT Tv 20 ימים לפני
እዋይ ኣንታ ንኩሉ ህዝቢ ደኣ ብሓደ ኣይልከምን ኢዩ እንበር። ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጭዋ ዝብልሲ ናብ ምንታይ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ🤔🤔🤔 እዋይ ለኻ ናይ ሰብ ነገር ክብልዎስ ከም'ዚ ኢዩ።
biri fikir
biri fikir 20 ימים לפני
ማማይ ረግአተይ አድናቅትኪ እየ እቲ ኩሉ ዝኪእሎ ሉዑል ፈጣር ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ🙏🙏🙏🙏 ፍረሰላም ወዲኪ ድማ ሓደ ኪንድ ሽሕ እዩ እሞ ፈጣር ነውሕ ዕድመና ጥዕና ይሃቦ ምስ ባዓልት ቤቱን ፁሩያት ደቁን 🙏🙏🙏ፈጣር ዓይኒ ንዓይን የራክብኩም🙏🙏🙏🙏🙏እና ንፍረሰላም ግርህነትካ ደስስስስ አይትብለኒን እልኪ ንፁሁ ልባም ሰብ ሰለዝኮነ ፈጣር ምሱኡ እዩ ሙሉኡ ይግበረሉ🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💔💔💊💊💊💊💊👈
ሶሊ ጋል ሃገረ ትግራይ💊🇨🇳
ኣሰይ ሙቁራተይ ነቢዑኹም ኣንቢዕኹምኒ ፍቅርኹም የብዛሓዮ 🙏🙏🙏🥀🥀🌷🌷✍️✍️✍️🤛🤛🤛❤❤❤💪💪🎸🎸👌👌👌🤲🤲🤲🤲🎻🎻ፈረ ሰላመይ ለባም መስተውዓሊ ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ኸፈትወካ ማዓት የ❤❤❤
Genet Ejel
Genet Ejel 21 יום לפני
ሰብ ዩ መኽሰብ :- ርግኣት ትኽለ ኣንበሲት ኒስኺ ኣደ ዲኻታት ኣደ ጥበብ ኣደ ኹሉ ኢኺ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመ ማቱሶላን ዪሚነየልኪ ኣብ ዓለም ኩሉዩ ዘሎ ኢቲ ሓያል ሰብ ግን ከማኺ ጥራይ ዩ ኪኸዊን ዚኺእል ኣብ ጥበብ ሰሲኒ።
Teshome Mesgun
Teshome Mesgun 21 יום לפני
ርግኣት ሓውተይ፡ እንቋዕ ድምጽኽን ድምጺ ፍቱው ወድኽን በዚ እዋኑ ዘፍቅዶ ተክኖሎጂ ንምርኣይ ዘብቅዐ እግዚኣብሔር ምስጋና ይብጻሓዮ። ኣዚየ ተሓጒሰ፡ ብኣካል ንራኸበሉ ርሑቕ ኣይክኸውንን ኢዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንኣዳለውቲ መደብ ምስጋና ይግብኦም።
Estifanos Kidane
Estifanos Kidane 21 יום לפני
ሐደ ዘይኮንኪ ክንዲ 10 እዩ ካብ ዕላሙኡ ነቕ ዘይብል ወድ ጅግና እዩ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Afomia Hntsa
Afomia Hntsa 21 יום לפני
Nakin i wedken btaimi zfetwekum. Edmen tinan👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
Paul Mekson One
Paul Mekson One 21 יום לפני
Ahh Mama rigatey nebioe bhaki bsenkiki mamaey dewile yelil abileya hiji 💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Paul Mekson One
Paul Mekson One 21 יום לפני
*Bhaqi memhr nay hiwet eleki aleku kulu nebski fiqri, elalki mesati haki mis lbona zmelo bmihir mftaw mazerey konki tsimini rgatey nskis enkao natna konki love you Mama🙏❤💐💐💐💐*
Acho Tse
Acho Tse 22 ימים לפני
Asey rgatey mkrti ms wediki sdraken Edmen tenan yhabkum🙏🙏🙏❤️❤️❤️😍😍😍
ኣደይ ናፊቐ
ኣደይ ናፊቐ 22 ימים לפני
Edmen tenan yhabki rgatey nay bhaki tedanafukna
Yousif Hamid
Yousif Hamid 22 ימים לפני
Wawwwwwww mama rgat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tigist Tewelde
Tigist Tewelde 22 ימים לפני
She is so sweet mum Bless you .
Aron Keleab
Aron Keleab 22 ימים לפני
Mama Rigat Selam kisanet in nake ab zelkeyo. Ane kemza interview gera zenbatin yelam bitam tesmin ade frire kemze zibrlets adey ka Gele sebat digayey inte hatitoomas keze tibil eya so Adetate Eritrea nay idkin ay rekabkinin emo Balu ite fetare Alem Akakibo yifterlna 🙏🙏🙏Amen Amen Amen Amen
senuchi natey
senuchi natey 22 ימים לפני
Nibeat aynina derez goyta yaklekum belena ufffffff 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
senuchi natey
senuchi natey 22 ימים לפני
Amlak dagmay gest weledna ariena 🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akberet Tekelay
Akberet Tekelay 22 ימים לפני
ክምዚ ናትኪ ጡዑም መልሐስን ምስጋናን ከምእውን ሽኮሪና ጋዜጤኟ ክትስምዕ ክለካስ መመሊሱ እንተዝድግም ትብል
Hope and Help
Hope and Help 23 ימים לפני
Mama rgaet tekle blxti naye bluxat hanti kbten Des tblini Artist hagerna eki Edmen teanan yhabki ilove so much it ❤️💯 nice one of you eritran Woman hero favrety good Lack for evrithing Star 🌟and your son King Respekt of you brifully Family Like more than good Lack for ever one of all my contury peaple God Blissing 🙏🙏🙏
milkiyas Kidane
milkiyas Kidane 23 ימים לפני
Ezi mfllayna mas eyu kebq wedey ata amlak bsm wedka eba akkakbena ms welednan ms fetewtnan
ጓል ወያናይ ሻለቃ መኮነን
እህህህህህ ኤርትራውያን ደለይቲ ሰላም የብራሃልኩም ንኩለኩም
ጓል ወያናይ ሻለቃ መኮነን
ውይይይይይይ ናበይ ክከድ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣጆኺ ክብርቲ ወላዲት
Eri Love
Eri Love 23 ימים לפני
Entay emo yabes dagi keidu endiu tigray zbel zalo Eritrea khidu
Belul Solomon
Belul Solomon 23 ימים לפני
Wow regateay dase zebl u
Tzehai Ghebrat
Tzehai Ghebrat 23 ימים לפני
The two most beautiful women in Eritrea, you are both incredibly beautiful, I am so proud of both of you, I have never seen such profotl interview , Eruye you are the best
ss ss
ss ss 24 ימים לפני
Ades ade eya gn freselam antsar metkelki eyu tela'elu zelo gn entay ygber ade sle zkonki
H G
H G 24 ימים לפני
I can feel your pain 😞😪😢💔
Tsehai M
Tsehai M 24 ימים לפני
ምቅርቲ አደ ወረጃ ኩሉ ዘፀብቅላ ዕድመን ጥዕና ይሀብኲ ገጽ ውላድኪ የርእኺ። ፕሮግራም አቅራባት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዬ፣😍😍😍
gual eri halal
gual eri halal 24 ימים לפני
Wedki dea yehwatu ms xelae koinu yetfie alo
I love you mam
I love you mam 24 ימים לפני
ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኪ ጅግና ኣደ ኢኪ
Yohanna G2
Yohanna G2 24 ימים לפני
Entay emo qalat seinelki rhrhti ade waero kem ahwata eileki beqa mama rgeat
Ghigey Yemane
Ghigey Yemane 24 ימים לפני
Amlak edmen tienan yihabuki
Onisimoss Yosias
Onisimoss Yosias 24 ימים לפני
A Real Eritrean mother Proud of you Mama Rigaet ❤️❤️❤️👌
Haben teklom Kusuney
Haben teklom Kusuney 24 ימים לפני
2 mot
eti meshaqeli wedi
eti meshaqeli wedi 25 ימים לפני
ብዝኾነ ተባኢሰ ሕማቕ ሪኤ ነቢዐ ኣይፈልጥን ብጣዕሚ እየ ነቓጽ ኣብ ሂወተይ ንፈለማ ግዜ ንብዓት ኣብ ገጸይ ሪኤ እዋይ ፍቕሪ ኣደ ብርሃን ገዛን ደቃን ፍቕሪ ኣደ መዳርግትን መወዳድርትን የብሉን ኣብ ዓለም ❤👌💪💪
ትግራይ ስዒራ (Silver Silver )
ማማ ርግኣት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍረሰላም ንኡስን ለባምን ሓደ ክንዲ ሽሕ ኢኺ ወሊድኺ ዓይኒ ንዓይኒ የራእየኹም ፈጣሪ ነቢዕኪ ኣንቢዕክና ሓላል ኣዶ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ኡፍ ኣዶ ኣይትንባዕ 💔💔😭😭😭😭
Habtom Berhane
Habtom Berhane 25 ימים לפני
ኣብ ሞንጎ ስድራቤታት ኣትዮም ፋሕ ፋሕ ኣብሎሙና ኢዶም ኣይስኣኑ፡ ልብና ታናኽፍኩሞ ዓይንና ኣንብዕኹሞ መቸም ፈጣር ኩሉዓለም ባዕሉ ይተዓረቐና፡ ኣጆኽ ጅግና ኤርትራዊት ኣደ።
Meaza Brhane
Meaza Brhane 25 ימים לפני
Edlena eka Freselam ezi kulus naka waww brilliant zkonet ade😍😍😍
Freweini Teclu
Freweini Teclu 25 ימים לפני
It's so touching 😘😘
Zara525 Mico
Zara525 Mico 25 ימים לפני
😂😂😂😂😂very touching Interview ever
Yoni Miki
Yoni Miki 25 ימים לפני
ርግኣት ሓፍተይ ይገርም አዩ ኤድምና በልዑ ናብ ደክና ከርተት ኮይኑ ዝገርም ከይፈለትና ኣንጻር ነብስናን ኣንጻር ደቅናን ተጋዲልና ናትናስ ፍሉይ አዩ ዘይውዳኤ ቃንዛ ክይኑ ከምዚ ኣይነበረን ትምኒትና ርግኣተይ ሓላል ወድኺ ናትኪ ወሲዱ ኣሎ ተስፋ ይገብር ኣብ ዓድና ብኽብረት ምስ ዝኾነ ፍልልይና ክነብር ንከምኡ ኤና ካኣ ኔስነትና ከፊልና ዘንትካ ኣይውዳኤን አዩ ግን ሓደራኪ ብዝካለኪ ጽሓፍ መጽሓፍ ምስ ግዚ ሓደ ምዓልቲ ርስቲ ዝኸውን
Yoni Miki
Yoni Miki 25 ימים לפני
ተባኤ ኣደ ናይ ኣዲኡ አዩ ወሲዱ
Ruth Seyoum
Ruth Seyoum 25 ימים לפני
Regat Anbesa zeaftey kebrely Hager amseki akebreki hegewen nehagrki mesaki teksele aleke edemenen tenan yehbeley,
Saron Ayneshet
Saron Ayneshet 25 ימים לפני
Yene konjo mom mara eye zfetweki 1000 zemen nberley 😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘💖💖💖💖💖💖
aziz Hagos
aziz Hagos 25 ימים לפני
Offf
Lidu haftisened
Lidu haftisened 25 ימים לפני
Ajoki rgatey eway btami tesemini
Danait Kidane
Danait Kidane 25 ימים לפני
ኤሪና ኣፈወርቂ pls interviw ኣይተቅርቢ ሓሲብኪ ኣይተውጽዮ ድራማኺ ጥራይ ትሕሸኪ coz ንኩሉ ነናቱ ክእለት ኣለዎ
Wedebat Siyum
Wedebat Siyum 26 ימים לפני
Rigat btami tsbuk htsbf jzbrvz jsiebd selam gdbr zjzbd ❤❤
Wedebat Siyum
Wedebat Siyum 26 ימים לפני
Tsbuk❤❤❤
kisa net
kisa net 26 ימים לפני
ሰይቲ ወዳ ፍረሰላም ርግኣት ሓማት ኣይኮነትን ኣደ ኣርባአተ ማለታ ንስኺ ከላይ ማለታ ዩ ክንዲ ጉኣላ ኩንላ ብርኽቲ ሓማት ያ.
kisa net
kisa net 26 ימים לפני
ርግኣት ምቅርቲ ለዋህ አደ ጥዕናን አድመን ይሃብኪ ምሳኺ ነብዓ ❤🇪🇷🙏
Eskra Tekeste
Eskra Tekeste 26 ימים לפני
❤❤❤🙏
Eritros Media
Eritros Media 26 ימים לפני
ኣንቱም ሰባት እዚ ፍረሰላም ዝብሃል ወዲስ ብሓቂ ድዩ ድምጹን ገጹን ዘይኣርያ ክሳብ ክንድዚ ትኸውን ኮይና? እንታይ ማለት ኢዩ.ኸ "ድምጽኻን ገጽካን እንኳዕ ሰማዕኹን ራኣኹን"ኣነ ብልቢ ብዝመቱ ቤተሰበይ ከማን ከምዚ ጌረ ኣይነባዕኹሎምን እንተ ርግኣት ተኽለ ግን ልበይ ጎዲኣትኒ ኣነ ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ንኤረና ኣፈወርቂ ልበይ ተንኪፋትኒ ኣብ ዓቢ ሓዘን ከምዝኣተኹ መሲለ ስለዘለኹ ንልበይ ከምታ ዘሕዘነታ ንሳ ኢያ ከተሐጉሳ ትኽእል ከም ሃፍታም ኮይና ተዋሲኣ ኢያ ክትድብሰኒ ትኽእል.ሞ ርግኣተይ ድማ ሃፍታም ሙዃን ኣይትፈትውን ኢኺ ይርዳኣኒ ኢዩ ግን ንልበይ ክትድብሲ ኢልኪ ሃፍታም ኮይንኪ ፊልም ክትዘርሒ ክጽበየኪ.የ።እንተ ፍረሰላም ሙሴ ግን እንኳዕ ድምጽኻ ሰማዕኹ ገጽካ ውን እንኳዕ ራኣኹ ምስ በለት ክብርቲ ርግኣተይ ምናልባት ዘይድውለላን ገጹ ዘየሪኣን ኮይኑ ተሰሚዕኒ ኣሎ።ገጽ ብቪዲዮ ምርኣይ ጉዳይ internet ናይ ሃገርና ኣብ ግምት ብምእታው ግን ኣብ ፍሉይ ቦታታት ግን internet ሰለ ዘሎ ዋላ ናይ 2 ደቂቕ ገጹ ዘይምርኣዩስ ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን ብዝኾነ ርግኣተይ ተኽለ ንጽህቲ ኤርትራዊት ለዋህ ኣደ ናትኪ ወለዶ ካብ ወድኺ ፍረሰላም ክሳብ 13 ቆልዑት ክጽበ ኢየ
god is good
god is good 26 ימים לפני
እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
Nas Beauty
Nas Beauty 26 ימים לפני
Omg😭😭😭 ajoki rigatay akakbo yefterlna eway weldna zerekbo
R Thea
R Thea 26 ימים לפני
God Bless you
R Thea
R Thea 26 ימים לפני
God Bless you Mama Righeat
R Thea
R Thea 26 ימים לפני
God Bless you both every day Amen
R Thea
R Thea 26 ימים לפני
Amen
fqadka amlakey
fqadka amlakey 26 ימים לפני
ኤሩ ዓባይ ሰብ መግለጺ ሲነልኪ ኮ ብሓቂ ደስ ትብል ሕያብ።
fqadka amlakey
fqadka amlakey 26 ימים לפני
interview ሪኤ ኢየሞ ኣይከም ርግኣተይን ኣደ ኤርትራውያን ጽብቅቲ ምልክእቲ ኣደ ክበርለይ ጸብቅለይ።
fqadka amlakey
fqadka amlakey 26 ימים לפני
እዋይ ማማ ርግኣተይ ጥዕምቲ ኣፋ፡በጃኩም ኣይጸገብናያን ወስኩና'ባ፡ኤሩ ሽኮር ክንደይ ደስ ትብላ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓብክን።ማማ ርግኣተይ ኣብኪያትኒ ምስ ወድኪ ዕድመ ይሓብኪ።
Abi Meksen
Abi Meksen 26 ימים לפני
Mama rgaat admen tanan yhabeley ms wedki
Ibrahim Ahmedin
Ibrahim Ahmedin 26 ימים לפני
O my God 😭 ajokie regatey 😥 i hope rebi almin ka inshalla sedtena abqiho ms neftwom sedrabetna yarkibna yekwen ♥ 🇪🇷❤♥
X_SAMI_ X
X_SAMI_ X 26 ימים לפני
Naybhaqi rgat habtey anbiakina gn kea thgos aden wedn kwadadesu kelewu
Sara Mike
Sara Mike 26 ימים לפני
She is doing Movie? I thought he psssaway 😂😂😂
Sara Mike
Sara Mike 26 ימים לפני
I don't like her son he's not Matured
Samia Hemeda
Samia Hemeda 26 ימים לפני
🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤💋❤💋🇪🇷🐪🇪🇷🐪💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Andebrhan Haile
Andebrhan Haile 26 ימים לפני
ብጣዕሚ ጽቡቕ
Azeb Ogubamichael
Azeb Ogubamichael 26 ימים לפני
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ተጋዲልና ሃገርና ክትዕንብብ ደቅና ድማ ብዘይዝኾነ ጸቕጢ ኣብ ሰላም ሃገርና ብሰላም ክንነብር ኢዩ ሕልምና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣኻኽቦ ይፍጠረልኩም ምስቲ ትፈትውዮ ወድኽን ስድርኡን😍😍👍👍👏👏
Aster Abraham
Aster Abraham 26 ימים לפני
Wow megletsi senelki lewah fekar
SHAMEY Feqar I love you
SHAMEY Feqar I love you 26 ימים לפני
Regatey ade kulna eki nay bhaki ade 💯💯💯💞💕💓
Liya Shikor
Liya Shikor 26 ימים לפני
ata entay geranium tenbuna please promise freselam look after your mom until u died and she is touching may God giver her long life amen
Smret Eritrea (ጓል ቀይሕ ባሕሪ)
ካብ ጅንታ ወሊድስ ትፈቅድዬም ከአ እቶም ዝቅተሉ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሰንኪ ወያኔ ወዲኪ ከአ ጅንታ እዬ ቀታሊሰብ
St Tg
St Tg 25 ימים לפני
Kkkkk tenefhi gulta gemshah
Angsh gerye
Angsh gerye 26 ימים לפני
Uffffff ade eko medargti albo
Jael
Jael 26 ימים לפני
Tsaeda si aykonen Bandera siwiat kenidid kiregxa Areakiyon diki Ezi Biyati Tegaru
Yohanes Admokom
Yohanes Admokom 26 ימים לפני
ብጣዕሚ ሐቀኛን ንጽቲ ስነ ጥበባዊት ርግአት ብዘይ ሕብእብእ ንዝተሐተቶ መሊሳ:ብዛዕባ ወዳ'ውን ዘይንፈልጦ ባህርን ጠባይን አብሪሃትልና ብጣዕሚ'ውን ምስጋና ይኩና: እታ ዝመከረቶ ግን ዓባይ ምክሪ እያ::
Asmrom love
Asmrom love 26 ימים לפני
Ufffff anbiatni eway ade rekbato zela😓 amlak edmen tinan yihabki kibrti weladit🙏
הבא
This Is SO SMART!!! 😂 #shorts
0:48
צפיות 127 מיליון
This Is SO SMART!!! 😂 #shorts
0:48
צפיות 127 מיליון
He Blew Too Hard 🙈🙈🙈
1:00
צפיות 19 מיליון